Mefth Academy
banner
mefth.com
Mefth Academy
@mefth.com
Mefth is an online learning platform that offers a variety of courses created by its Instructors.
✅ ምሉእ ስልጠና ናይ MySQL ንጀመርቲ

ኣብ ዳታበይዝ ናይ ዝኾነ ሶፍትዌር ሰፊሕ ኣፍልጦ ክህልወኩም እንተደሊኹም እዛ ስልጠና ንዓኹም ኢያ፡ ድሉው ዝኾነ ልዕሊ 13 ሰዓታት ዝሓዘለ ቪድዮታት ዘለዋ ኮይና ኣብ ልዕሊኡ ከኣ ልዕሊ 7 ዝተፈላለዩ ሕቶታት (ኩይዝ) ዝሓዘለ'ዩ፡

✅ ኣብ ዝጠዓመኩም ትከታተልዎ
✅ ገደብ ግዜ የብሉን

ኮርስ ኣብ mefth ዶት ኮም ኣቲኹም ረኣይዎ

Ⓜ Mefth Academy
August 18, 2025 at 3:51 PM
✅ ርሑስ በዓል ትንሳኤ 🙏

✅ ኣብ ናይ ማይክሮሶፍት ኦፊስ ከም ናይ ዎርድ፡ ኤክሰል፡ ፓዎርድፖይንት ኣፍልጦኹም ከተዕብዩ ምስ ትደልዩ እዛ ስልጠና ንዓኹም'ያ፡

👉 ሎሚ ወሲድኩም ኣብ ዝጠዓመኩም ክትመሃርዎ ትኽእሉ ኢኹም፡ ኮርሳትና ገደብ ግዜ የብሎምን 👍

👉 ዝኾነ ሕቶ ምስ ዝህልወኩም ብዋትሳብ +201110341628 ክትረኽቡና ትኽእሉ ኢኹም 👍

👉 ሊንክ ናይ ኮርስ፡ bit.ly/Mefth-Ms-cou...

Ⓜ Mefth Academy
April 20, 2025 at 4:52 PM